SKIP TO MAIN CONTENT

“ህዝቢ ምስ ህዝቢ እናተቐራረብና ፍቕርን ሓድነትን ኣቐዲምና ክንጸውም ኣለና።” ቆሞስ ኣባ ዮሃንስ ከበደ፡ ኣመሓዳሪ ቤ/ክ ሃመረ ኖህ ኪዳነ ምህረት ኣደላይድ

ቆሞስ ኣባ ዮሃንስ ከበደ
Credit: Supplied

ኣብዚ ወርሒ ኣመንቲ ክርስትና ብፍላይ ድማ ናይ ኦርቶዶክስ ኣመንቲ ኣብ ጾመ ኣርብዓ ዘለዉሉ ግዜ እዩ። ብዛዕባ’ዚ ዝግበር ዘሎ ጾምን ምእመናን ዝምልከት: ኣመሓዳሪ ቤተ ክርስትያን ሃመረ ኖህ ኪዳነ ምህረት ኣደልይድ ቆሞስ ኣባ ዪሃንስ ከበደ መብርሂ ሂቦሙና ኣለዉ።

Published

Presented by Beyene Semere Weldegiorgis

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብዚ ወርሒ ኣመንቲ ክርስትና ብፍላይ ድማ ናይ ኦርቶዶክስ ኣመንቲ ኣብ ጾመ ኣርብዓ ዘለዉሉ ግዜ እዩ። ብዛዕባ’ዚ ዝግበር ዘሎ ጾምን ምእመናን ዝምልከት: ኣመሓዳሪ ቤተ ክርስትያን ሃመረ ኖህ ኪዳነ ምህረት ኣደልይድ ቆሞስ ኣባ ዪሃንስ ከበደ መብርሂ ሂቦሙና ኣለዉ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now