Yusuf Said Source: SBS Tigrinyaዮሱፍ ስዒድን ብጊታር እናተዓጀበ ዝጻወቶም ዜማታቱን ብዙሓት ሰባት ኣብ ሂወቶም ንዘጋጥሞም ኩነታት ፍቕሪ ጓል ኣንስተይቲ ወይ ወዲተባዕታይ፡ ፍቕርን ናፍቖትን ኣደ፡ ሃገር፡ ዓድን መተዓቢይትን፡ ቃልሲ፡ ከምኡውን ሓዳርን ካልእ ዝምድናታትን ክንገልጸሉን ምልስ ኢልና ከነስተንትኖምን ሓጊዞምናዮም። በዚ ዕላል ኣቢልና'ውን ህይወት ህቡብን ገዲምን ስነጥበባዊ ካብዚ ካብ ስቱድዮና ደዊልና ብዘካየድናዮ ዕላል ዝያዳ መንምዃኑ ክንፈልጦ ሓጊዝናዩ እሞ ናባኹም ነቕርቦ።
ዮሱፍ ስዒድን ብጊታር እናተዓጀበ ዝጻወቶም ዜማታቱን ብዙሓት ሰባት ኣብ ሂወቶም ንዘጋጥሞም ኩነታት ፍቕሪ ጓል ኣንስተይቲ ወይ ወዲተባዕታይ፡ ፍቕርን ናፍቖትን ኣደ፡ ሃገር፡ ዓድን መተዓቢይትን፡ ቃልሲ፡ ከምኡውን ሓዳርን ካልእ ዝምድናታትን ክንገልጸሉን ምልስ ኢልና ከነስተንትኖምን ሓጊዞምናዮም። በዚ ዕላል ኣቢልና'ውን ህይወት ህቡብን ገዲምን ስነጥበባዊ ካብዚ ካብ ስቱድዮና ደዊልና ብዘካየድናዮ ዕላል ዝያዳ መንምዃኑ ክንፈልጦ ሓጊዝናዩ እሞ ናባኹም ነቕርቦ።