Source: Major Siumኣስታት 700 ዝኾኑ ኤርትራዊያን ስደተኛታት ኣብ ማልታ ኣለዉ። እዞም ስደተኛታት ብጊዚያዊ መንበሪ ክሳብ 14 ዓመታት ዝጸንሑ'ውን ዝርከብዎም ኮይኖም፡ ናይ ምንቅስቓስ፡ ስድራቤት ናይ ምምጻእ ናይ ሕክምናን ካልእ መሰላትን ዘይብሎም፣ ኣይ ላዕሊ ኣይ ታሕቲ ብዘይተስፋ ዝነብሩ ዘለዉ እዮም። ኣብ ዝሓለፈ ቀዳመ ሰንበት ጉዳዮም ብሰላማዊ ሰልፊ ንዝምልከቶ ኣካል ክገልጹ ወጺኦም ነይሮም፡ ሰማዒ ግን ኣይረኸቡን። ማጆር ስዩም ሓደ ካብዞም ኣብ ማልታ ዝርከቡ ኤርትራዊያን ስደተኛታት ኩነታቶም ገሊጹልና ኣሎ፡፣
ኣስታት 700 ዝኾኑ ኤርትራዊያን ስደተኛታት ኣብ ማልታ ኣለዉ። እዞም ስደተኛታት ብጊዚያዊ መንበሪ ክሳብ 14 ዓመታት ዝጸንሑ'ውን ዝርከብዎም ኮይኖም፡ ናይ ምንቅስቓስ፡ ስድራቤት ናይ ምምጻእ ናይ ሕክምናን ካልእ መሰላትን ዘይብሎም፣ ኣይ ላዕሊ ኣይ ታሕቲ ብዘይተስፋ ዝነብሩ ዘለዉ እዮም። ኣብ ዝሓለፈ ቀዳመ ሰንበት ጉዳዮም ብሰላማዊ ሰልፊ ንዝምልከቶ ኣካል ክገልጹ ወጺኦም ነይሮም፡ ሰማዒ ግን ኣይረኸቡን። ማጆር ስዩም ሓደ ካብዞም ኣብ ማልታ ዝርከቡ ኤርትራዊያን ስደተኛታት ኩነታቶም ገሊጹልና ኣሎ፡፣