Source: Hagos and Michael (Supplied)ኣቶ ሓጎስ ካብ ማሕበረሰብ ትግራይ፡ ኣቶ ሚካኤል ካብ ማሕበረሰብ ኤርትራ ኣብ ኣውስትራሊያ። ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ኲናት፡ ሳዕቤኑን ኣብ ክልቲኡ ሃገራት ዘሎ ህዝቢ ክገብሮ ዝግባእን ዝብልዎ ሓሳብ ኣካፊሎም ኣለዉ።
ኣቶ ሓጎስ ካብ ማሕበረሰብ ትግራይ፡ ኣቶ ሚካኤል ካብ ማሕበረሰብ ኤርትራ ኣብ ኣውስትራሊያ። ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ኲናት፡ ሳዕቤኑን ኣብ ክልቲኡ ሃገራት ዘሎ ህዝቢ ክገብሮ ዝግባእን ዝብልዎ ሓሳብ ኣካፊሎም ኣለዉ።