ቃለ መሕትት ምስ ኣቶ መንግስተኣብ ኣስመሮም

Source: Mengsteab Asmerom
ኣቦ ወምበር ሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ኣቶ መንግስተኣብ ኣስመሮም፡ ኣብዚ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኤርትራን ተበጺሑ ዘሎ ስምምዕ፣ ዘሎ ዕድላትን ስክፍታን፡ መጻኢ ኣገባብ ቃልሲ ተቓወምቲ መንግስቲ ኤርትራን ካልእ እዋናዊ ፖለቲካዊ ኩነታትን ርእይቶኡ ገሊጹ ኣሎ፡፣
Share

Source: Mengsteab Asmerom

SBS World News