SKIP TO MAIN CONTENT

'ስነኣእምሮኣዊ ጸገም ጾታ፣ ዓሌት፣ ሃይማኖት፣ ኩነተ መርዓ፣ ዕድመ፣ ትምህርቲ፣ ሃብቲ፣ ኣይፈልን፣ ኣእምሮና ዝበለጸት ሃብትና'ያ'ሞ ንሓልዋ' - ክኢላ ዮናስ ምሕጽንቱ

Yonas Mihtsuntu (2).jpeg
Yonas Mihtsuntu Credit: Wellways

ክቡራት ሰማዕትና ዕዱምና፣ ኣቶ ዮናስ ምሕጽንቱ ወግዓዊ ምስክር ወረቐት ዘለዎ ክኢላ ጥዕና ኣእምሮን ልዕሊ 15 ዓመት ተሞክሮ ዘለዎ ኣገልግሎት ምኽሪ ዝህብን’ዩ። ንሱ ጭንቀት፣ ጸገማት ኣብ ዝምድናታትን ምስግጋር ህይወትን ገለ ካብ’ቶም ብዙሓት ተገዲሱ ዝሰርሓሎም ጸገማትን ሞያዊ ኣትኩሮ ዝገብረሎምን’ዮም። ኣብ’ዚ ኣብ ከተማ መልበርን፣ ኣውስትራልያ፣ ብዘይካ’ቲ ምሉእ ሰዓታት ዝሰርሓሉ ኸኣ ሓደ 'ዮኔክስ ማይንድኬር' ዝተባህለ ንግዳዊ ማእከል ከፊቱ ሰባት ኣብ ምሕጋዝ ይነጥፍ። ሎሚ እምበኣር ኣብ ዙርያ ጥዕና ኣእምሮን ጸገማቱን፣ ሓፈሻዊ ርድኢት ሕብረተስብን ተጠቃምነት ቀረብ ኣገልግሎታትን ዝምልከት መብርሂ ክህበና’ዩ።

Published

By SBS Tigrinya

Presented by SBS Tigrinya

Source: SBS / SBS Tigrinya

Skip to podcast episode content

ክቡራት ሰማዕትና ዕዱምና፣ ኣቶ ዮናስ ምሕጽንቱ ወግዓዊ ምስክር ወረቐት ዘለዎ ክኢላ ጥዕና ኣእምሮን ልዕሊ 15 ዓመት ተሞክሮ ዘለዎ ኣገልግሎት ምኽሪ ዝህብን’ዩ። ንሱ ጭንቀት፣ ጸገማት ኣብ ዝምድናታትን ምስግጋር ህይወትን ገለ ካብ’ቶም ብዙሓት ተገዲሱ ዝሰርሓሎም ጸገማትን ሞያዊ ኣትኩሮ ዝገብረሎምን’ዮም። ኣብ’ዚ ኣብ ከተማ መልበርን፣ ኣውስትራልያ፣ ብዘይካ’ቲ ምሉእ ሰዓታት ዝሰርሓሉ ኸኣ ሓደ 'ዮኔክስ ማይንድኬር' ዝተባህለ ንግዳዊ ማእከል ከፊቱ ሰባት ኣብ ምሕጋዝ ይነጥፍ። ሎሚ እምበኣር ኣብ ዙርያ ጥዕና ኣእምሮን ጸገማቱን፣ ሓፈሻዊ ርድኢት ሕብረተስብን ተጠቃምነት ቀረብ ኣገልግሎታትን ዝምልከት መብርሂ ክህበና’ዩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now