Source: Suppliedሜሮን ሰመዳር ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ፡ ኣብ ግዝኣት ካሊፎርንያ ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኦክላንድ ቀጠና ሰለስተ (ዲስትሪክት 3) ንቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ዝወዳደር ዘሎ ኤርትራዊ ኣሜሪካዊ እዩ። ኣብ'ዚ ዕላል፡ * ንድሕረባይትኡ፡ ጉዕዞ ስደቱ፡ ትምህርቱ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃን ኣሜሪካን፡ ንጥፈታት ምጥባቕ፡ * ኦክላንድን ቀዳምነታታን፡ ንወንበር ካውንስል ከተማ ሒዝዎም ቀሪቡ ዘሎ ፖሊሲታትን ዕላማታትን * ናይ ምረጹኒ ጎስጓስ፡ ኮቪድ-19ን ዶናልድ ትራምፕን * ጉዳይ ዓመጽ ፖሊስ ኣብ ጸለምቲ ኣሜሪካውያን፣ ጉዳይ በጀት ምምሕዳር ከተማ ንፖሊስ...
ሜሮን ሰመዳር ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ፡ ኣብ ግዝኣት ካሊፎርንያ ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኦክላንድ ቀጠና ሰለስተ (ዲስትሪክት 3) ንቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ዝወዳደር ዘሎ ኤርትራዊ ኣሜሪካዊ እዩ። ኣብ'ዚ ዕላል፡ * ንድሕረባይትኡ፡ ጉዕዞ ስደቱ፡ ትምህርቱ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃን ኣሜሪካን፡ ንጥፈታት ምጥባቕ፡ * ኦክላንድን ቀዳምነታታን፡ ንወንበር ካውንስል ከተማ ሒዝዎም ቀሪቡ ዘሎ ፖሊሲታትን ዕላማታትን * ናይ ምረጹኒ ጎስጓስ፡ ኮቪድ-19ን ዶናልድ ትራምፕን * ጉዳይ ዓመጽ ፖሊስ ኣብ ጸለምቲ ኣሜሪካውያን፣ ጉዳይ በጀት ምምሕዳር ከተማ ንፖሊስ...