ኣቶ መስፍን ሓጎስን ኣቶ ወልደየሱስ ዓማርን ብዛዕባ ፕረሲደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ዝሃብዎ ቃል፡
Credit: Mesfin Hagos and Weldeyesus Amaar
ኣብዚ ብምኽንያት መበል 50 ዓመት ምጅማር ኤስ ቢ ኤስ ምኽንያት ብምግባር ምስ ካብ ላዕለዎት መራሕቲ ህግ ዝነበረን ምስቶም ኣብ ኤርትራ ጉጅለ 15 ዝበሃሉ ለውጢ ዝጠለቡን ኣቶ መስፍን ሓጎስ፣ ከምኡ’ውን ምስ ኣብ መሪሕነት ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ዓቢ ተራ ዘለዎ ኣቶ ወልደየሱስ ዓማርን ካብ ዝተገብረ ቃለ መሕትት ቀንጪብና ደጊምና ናባኹም ኣቢልናዮ ኣለና።
Share