SKIP TO MAIN CONTENT

“ሉኣላዊነት ኤርትራ ብሕጊ እንተተረጋገጸ’ኳ፣ ብድልየት ህዝቢ ኤርትራ ከምዝመጸ ኣምሲልካ ዝቐርብ ሕቶ ኣንድነት ብቐጻሊ ክለዓል እዩ።” መስፍን ሓጎስ (Part 2)

Mesfn Hagos
Source: Facebook

ኣቶ መስፍን ሓጎስ ሓደ ካብ ላዕለዎት መራሕቲ ህ.ግ.ሓ.ኤ ዝነበረን ምስቶም ጉጅለ 15 ዝበሃሉ ሰብ-መዚ ኤርትራ ለውጢ ዝጠለቡ ሓደ ኮይኑ፣ ኣብዚ እዋን ኣብ ስደት ዝነብር ዘሎ እዩ። ምስዚ ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝምዕብል ዘሎ ኩነታት ዝተኣሳሰር ትንታነ ሂቡና ኣሎ።ካልኣይ ክፋል ናይቲ ቃለ መሕትት ኣብዚ ብምጥዋቕ ክስማዕ ይከኣል እዩ። ኣብዚ ናይ ካልኣይ ክፋል ቃለ መሕትት፣ ከምዝበሃል፡ ዝሓለፈ 20 ዓመት ዝተፈጸመ ኤርትራዊ ሃገራዊ ስምዒት ክደክምን ክህነጽን ዝነበሮ ታራ ፣ ገለ ተንተንቲ ከምዝብልዎ ናጽነት ኤርትራ ኣብ ዋጋ ዕዳጋ ንኽቐርብ ጥጡሕ መገዲ ንክኽፈት ዕድል ፈጢሩ ድዩ? ሕቶ ኣንድነትን ወደብ ዓሰብን፡ ተራ ህ.ወ.ሓ.ት. ኣብ ምህናጽን ምዕናውን ኤርትራዊ ሃገራዊ መንነትን፣ ኣበርክቶኡ ኣብ ደምበ ተቓዉሞን ካልእን…..

Published

Updated

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣቶ መስፍን ሓጎስ ሓደ ካብ ላዕለዎት መራሕቲ ህ.ግ.ሓ.ኤ ዝነበረን ምስቶም ጉጅለ 15 ዝበሃሉ ሰብ-መዚ ኤርትራ ለውጢ ዝጠለቡ ሓደ ኮይኑ፣ ኣብዚ እዋን ኣብ ስደት ዝነብር ዘሎ እዩ። ምስዚ ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝምዕብል ዘሎ ኩነታት ዝተኣሳሰር ትንታነ ሂቡና ኣሎ።ካልኣይ ክፋል ናይቲ ቃለ መሕትት ኣብዚ ብምጥዋቕ ክስማዕ ይከኣል እዩ። ኣብዚ ናይ ካልኣይ ክፋል ቃለ መሕትት፣ ከምዝበሃል፡ ዝሓለፈ 20 ዓመት ዝተፈጸመ ኤርትራዊ ሃገራዊ ስምዒት ክደክምን ክህነጽን ዝነበሮ ታራ ፣ ገለ ተንተንቲ ከምዝብልዎ ናጽነት ኤርትራ ኣብ ዋጋ ዕዳጋ ንኽቐርብ ጥጡሕ መገዲ ንክኽፈት ዕድል ፈጢሩ ድዩ? ሕቶ ኣንድነትን ወደብ ዓሰብን፡ ተራ ህ.ወ.ሓ.ት. ኣብ ምህናጽን ምዕናውን ኤርትራዊ ሃገራዊ መንነትን፣ ኣበርክቶኡ ኣብ ደምበ ተቓዉሞን ካልእን…..

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now