SKIP TO MAIN CONTENT

“ኢሳያስ ምስ ኣስራተ ካሳ ኣብ ቃኘው ከምተራኸበ ኣይፈለጥኩን ነይረ፡ በብቕሩብ ኢና ብወረታት ሰሚዕናዮ።” መስፍን ሓጎስ

Mesfn Hagos
Source: SBS Tigrinya

ኣብ ዝሓለፈ እዋን ምስ ሓደ ካብ ላዕለዎት ሓለፍቲ ህዝባዊ ግምባር ሓርነት ኤርትራ ዝነበረ ኣቶ ሓጎስ መስፍን ምስ ረዲዮ ኤስ.ቢ.ኤስ. ትግርኛ ዝገበሮ ቃለ መሕትት ብክልተ ክፋላት ከምዝቐረበን ብኣማኢት ኣሻሓት ዝቑጸሩ ሰማዕቲ ዝሰምዕዎን ርእይቶ ዝሃብሉን ትሕዝቶ ቀሪቡ ነይሩ። ኣብቲ እዋን ብተክኒካዊ ጸገማት ተሪፎም ዘይቀረቡ ኣካል ናይቲ ቃለ መሕትት ዝኾኑ ሕቶታትን መልስታትን እንሆ ቀሪቡ ኣሎ።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ ዝሓለፈ እዋን ምስ ሓደ ካብ ላዕለዎት ሓለፍቲ ህዝባዊ ግምባር ሓርነት ኤርትራ ዝነበረ ኣቶ ሓጎስ መስፍን ምስ ረዲዮ ኤስ.ቢ.ኤስ. ትግርኛ ዝገበሮ ቃለ መሕትት ብክልተ ክፋላት ከምዝቐረበን ብኣማኢት ኣሻሓት ዝቑጸሩ ሰማዕቲ ዝሰምዕዎን ርእይቶ ዝሃብሉን ትሕዝቶ ቀሪቡ ነይሩ። ኣብቲ እዋን ብተክኒካዊ ጸገማት ተሪፎም ዘይቀረቡ ኣካል ናይቲ ቃለ መሕትት ዝኾኑ ሕቶታትን መልስታትን እንሆ ቀሪቡ ኣሎ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now