SKIP TO MAIN CONTENT

“ኢትዮጵያ በኣህጉራዊ ሕጊ፡ መሰል ናይ ባሕሪ ኣፍደገ ዘለዋ እያ።” ሜ.ጀነራል ኣበበ ተኽለሃይማኖት

Homeland Politics
Source: LTv

መጀር ጀነራል ኣበበ ተክለሃይማኖት “የኢትዮጵያ ፖለቲካ ከየት ወዴት” ከምኡውን “የደህንነት ማስጠንቀቂያ ደወል” ዝብል ኣርእስቲ ዝሓዘ መጽሓፍ ዝጸሓፈ እዩ፡ ኤልቲቪ ኣብቲ ንሱ ዝጸሓፎ መጽሓፍ ምርኩስ ጌሩ ቃለ መሕትት ጌሩ ኔሩ። ብፍላይ ብዛዕባ ኢትዮጵያ ወናኒት ቀይሕ ባሕሪ ምዃና ወደብ ክትውንን ሕጋዊ መሰል ከምዘለዋን መንግስቲ ኢትዮጵያ ነዚ ሕጋዊ ዋንነት ከረጋግጽ ኣለዎ ክብል ተዛሪቡ። ብተወሳኺ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኤርትራን ዝተገብረ ስምምዕ ኣልጀርስ ንኢትዮጵያ ስለዘየርብሕ፡ መንግስቲ ኤርትራውን ፈለማ ስለዝጠሓሶ እቲ ስምምዕ ተቐዲዱ ክድርበን ከምብሓድሽ ዘተ ክግበር ኣለዎ ክብል ገሊጹ ኣሎ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

መጀር ጀነራል ኣበበ ተክለሃይማኖት “የኢትዮጵያ ፖለቲካ ከየት ወዴት” ከምኡውን “የደህንነት ማስጠንቀቂያ ደወል” ዝብል ኣርእስቲ ዝሓዘ መጽሓፍ ዝጸሓፈ እዩ፡ ኤልቲቪ ኣብቲ ንሱ ዝጸሓፎ መጽሓፍ ምርኩስ ጌሩ ቃለ መሕትት ጌሩ ኔሩ። ብፍላይ ብዛዕባ ኢትዮጵያ ወናኒት ቀይሕ ባሕሪ ምዃና ወደብ ክትውንን ሕጋዊ መሰል ከምዘለዋን መንግስቲ ኢትዮጵያ ነዚ ሕጋዊ ዋንነት ከረጋግጽ ኣለዎ ክብል ተዛሪቡ። ብተወሳኺ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኤርትራን ዝተገብረ ስምምዕ ኣልጀርስ ንኢትዮጵያ ስለዘየርብሕ፡ መንግስቲ ኤርትራውን ፈለማ ስለዝጠሓሶ እቲ ስምምዕ ተቐዲዱ ክድርበን ከምብሓድሽ ዘተ ክግበር ኣለዎ ክብል ገሊጹ ኣሎ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now