SKIP TO MAIN CONTENT

"እዚ ስልማት ዝለዓለ'ኳ እንተኾነ ድሌት ምሕጋዝ ስለዘለኒ ገና ሰናይ ተግባረይ ክቕጽሎ እየ" - ያሲን ሙሳ

yasseenoam_316645_01.jpg
Credit: Damjan Janevski

ኣብ’ዚ ኣብ ከተማ መልበርን ነባሪ ዝኾነ ኤርትራዊ ኣውስትራልያዊ ኣቶ ያሲን ሙሳ ብምኽንያት መዓልቲ ኣውስትራልያ/’ኣውስትራልያ ደይ’ ኣብ ዝርዝር ኣስማት ፍሉይ ክብሪ ዝረኸቡ ሰባት ናይ’ዚ ዓመት ተረቚሑ። ኣቶ ያሲን ኣብ ሓፈሻዊ መዳይ ህይወት ንኡድ ኣበርክቶ ዝገበሩ ኣውስትራልያውያን ኣፍልጦ ዝህብ Medal of the Order of Australia in the General Division (OAM) ተሰላሚ ኮይኑ’ሎ። ነዚ ዝምልከት ትሕዝቶ ዕላል ምስ ኣቶ ያሲን።

Published

By SBS Tigrinya

Presented by SBS Tigrinya

Source: SBS / SBS Tigrinya

Skip to podcast episode content

ኣብ’ዚ ኣብ ከተማ መልበርን ነባሪ ዝኾነ ኤርትራዊ ኣውስትራልያዊ ኣቶ ያሲን ሙሳ ብምኽንያት መዓልቲ ኣውስትራልያ/’ኣውስትራልያ ደይ’ ኣብ ዝርዝር ኣስማት ፍሉይ ክብሪ ዝረኸቡ ሰባት ናይ’ዚ ዓመት ተረቚሑ። ኣቶ ያሲን ኣብ ሓፈሻዊ መዳይ ህይወት ንኡድ ኣበርክቶ ዝገበሩ ኣውስትራልያውያን ኣፍልጦ ዝህብ Medal of the Order of Australia in the General Division (OAM) ተሰላሚ ኮይኑ’ሎ። ነዚ ዝምልከት ትሕዝቶ ዕላል ምስ ኣቶ ያሲን።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now