Source: SBS Tigrinyaዕላል ምስ ኣብ ከተማ መልበርን (ኣውስትራልያ) ዝነብር ኣብ ምጥርናፍን ምምራሕን መንእሰያት ዝነጥፍ ሙባረክ ሙስጦፋ፡ መንእሰያት ዝገጥሞም ብድሆታት፡ ንሱ ዝሓለፎም ተሞክሮታት፡ ነብሱ ከማዕብል ዝወሰዶም ስጉምትታት፡ ኣብ ምርድዳእ መናእሰያትን ወለድን ዘተግብሮም ሜላታት፡ ኣብ ፖለቲካን መሪሕነትን ዘለዎ ጠመተን
ዕላል ምስ ኣብ ከተማ መልበርን (ኣውስትራልያ) ዝነብር ኣብ ምጥርናፍን ምምራሕን መንእሰያት ዝነጥፍ ሙባረክ ሙስጦፋ፡ መንእሰያት ዝገጥሞም ብድሆታት፡ ንሱ ዝሓለፎም ተሞክሮታት፡ ነብሱ ከማዕብል ዝወሰዶም ስጉምትታት፡ ኣብ ምርድዳእ መናእሰያትን ወለድን ዘተግብሮም ሜላታት፡ ኣብ ፖለቲካን መሪሕነትን ዘለዎ ጠመተን