Credit: Beyene Weldegiorgisገጣሚት ይርጋኣለም ፍስሃ ናይቲ ካብ 2001 ጀሚሩ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ክልተ ዓመት ኣብ ሙኒክ (ጀርመን) ዝወሃብ ሽልማት ጆርጅ ኤልዘር ናይ 2023 ተሸላሚት ኮይና ኣላ። እዚ ሽልማት ንዝኽሪ’ቲ ኣብ 1939 ዘይተርፍ መሲሉ ዘንጸላሉ ዝነበረ ካልኣይ ኲናት ዓለም “ንምክልኻሉ” ንኣዶልፍ ሂትለር ክቕንጽል ዝፈተነ ዮሃን ጆርጅ ኤልዘር ዝስሙ ጀርመናዊ ንምዝካር ዝዕደል ሽልማት’ዩ። ነዚ ኣመልኪትና ምስ ይርጋኣለም ዝገበርናዮ ጻኒሒት።
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ገጣሚት ይርጋኣለም ፍስሃ ናይቲ ካብ 2001 ጀሚሩ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ክልተ ዓመት ኣብ ሙኒክ (ጀርመን) ዝወሃብ ሽልማት ጆርጅ ኤልዘር ናይ 2023 ተሸላሚት ኮይና ኣላ። እዚ ሽልማት ንዝኽሪ’ቲ ኣብ 1939 ዘይተርፍ መሲሉ ዘንጸላሉ ዝነበረ ካልኣይ ኲናት ዓለም “ንምክልኻሉ” ንኣዶልፍ ሂትለር ክቕንጽል ዝፈተነ ዮሃን ጆርጅ ኤልዘር ዝስሙ ጀርመናዊ ንምዝካር ዝዕደል ሽልማት’ዩ። ነዚ ኣመልኪትና ምስ ይርጋኣለም ዝገበርናዮ ጻኒሒት።