SKIP TO MAIN CONTENT

“እዚ ኲናት፡ ስምምዕ ሰላም ኤርትራን ኢትዮጵያን ዘምጽኦ ኲናት እዩ።” ዮሴፍ ገብረህይወት

Interview with Yosief Ghebrehiwot
Source: SBS Tigrinya

ኣቶ ዮሴፍ ገብረሂወት ተንታኒ ፖለቲካን ምሁር ፍልስፍናን ጸሓፍን እዩ። ነዚ ኣብ ኢትዮጵያ ተኸሲቱ ዘሎ ኲናት ዝምልከት መበገሲን መጻኢ ኣመትን ናይቲ ኲናት ተንቲኑ ኣሎ። - እዚ ኲናት ኣብ መንግስታ ኣብይ ኣሕመድን ኢሳያስ ኣፈወርቂን ከምጽኦ ዝኽእል ነገር እንታይ ክኸውን ይኽእል? - ድሕርዚ ኲናት ፖለቲካዊ መልክዕ ኢትዮጵያ ብሓፈሻ መጻኢ ትግራይ እንታይ ክመስል እዩ? - ኣብ ኲናት ተዓዋትን ተሰዓርን ዘየለኳ እንተኾነ፥ ኣብዚ ኲናት ናይ ኣብይ ሰራዊት ይስዓር ናይ ትግራይ ሰራዊት ይተዓወት ብዘየገድስ፥ ዝምድና ካልእ ክፋል ኢትዮጵያን ትግራይን ከመይ ክኸውን’ዩ። ዝብሉን ካልእ ሕቶታትን መሊሱ ኣሎ። "ኣቢይ ኣሕመድን ወያነን፡ ኤርትራ ዝተጋነነ ሓይሊ ከምዘለዋ ጌሮም ምሕሳቦም እቲ ዝዓበየ ጌጋኦም’ዩ።"

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣቶ ዮሴፍ ገብረሂወት ተንታኒ ፖለቲካን ምሁር ፍልስፍናን ጸሓፍን እዩ። ነዚ ኣብ ኢትዮጵያ ተኸሲቱ ዘሎ ኲናት ዝምልከት መበገሲን መጻኢ ኣመትን ናይቲ ኲናት ተንቲኑ ኣሎ። - እዚ ኲናት ኣብ መንግስታ ኣብይ ኣሕመድን ኢሳያስ ኣፈወርቂን ከምጽኦ ዝኽእል ነገር እንታይ ክኸውን ይኽእል? - ድሕርዚ ኲናት ፖለቲካዊ መልክዕ ኢትዮጵያ ብሓፈሻ መጻኢ ትግራይ እንታይ ክመስል እዩ? - ኣብ ኲናት ተዓዋትን ተሰዓርን ዘየለኳ እንተኾነ፥ ኣብዚ ኲናት ናይ ኣብይ ሰራዊት ይስዓር ናይ ትግራይ ሰራዊት ይተዓወት ብዘየገድስ፥ ዝምድና ካልእ ክፋል ኢትዮጵያን ትግራይን ከመይ ክኸውን’ዩ። ዝብሉን ካልእ ሕቶታትን መሊሱ ኣሎ። "ኣቢይ ኣሕመድን ወያነን፡ ኤርትራ ዝተጋነነ ሓይሊ ከምዘለዋ ጌሮም ምሕሳቦም እቲ ዝዓበየ ጌጋኦም’ዩ።"

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now