“እዚ ብዙሕ ዋጋ ዝኸፈለ ህዝቢ ኣብ ሃገሩ ግልያ ኮይኑ ክነብር ዝዓዘሞ ነገር ኣይርድ ኣካን’ዩ።” ገረዝግሄር ተወልደ26:40SBS TigrinyaView Podcast SeriesFollow and SubscribeApple PodcastsYouTubeSpotifyDownload (24.38MB)Download the SBS Audio appAvailable on iOS and Android ካል ኣይ ክፋል ቃለ መሕትት ምስ ኣቶ ገረዝግሄር ተወልደ ብዛዕባ እቲ ኣብ ጀርመን ካብ ዕለት 05 ክሳብ 08 ነሓሰ 2024 ዝተኻየደ ጉባኤ ዉድባት ኤርትራ ፡ ፖሊቲካውያን ሓይልታት ኤርትራ (ፖሓኤ)፡ ዝብል ናይ ሰለስተ ዉድባት ስምምዕ ተገይሩ።ShareLatest podcast episodesዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (13 ጥሪ 2026)ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (12 ጥሪ 2026)ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (12 ጥሪ 2026)ወደብ ባሕሪ ምርካብ ብዘተን ዲፕሎማስን ክፍጸም ኣለዎ (ቻይና)፣ ግንባር ሓርነት ኦሮሞ ኣብ ቢሾፍቱ ንዝህነጽ ዝዓበየ መዓርፎ ነፈርቲ ይቃወም፣