“ለውጢ እንተመጺኡን ኣምላኽ ዕድመ እንተወሲኹኒን እታ ሕልመይ ክፍጻማ’የ” ፕሮ. በረኸት ሃብተስላሴ
Credit: Supplied
ብምኽንያት ዝኽሪ ምጅማር SBS መበል 50 ዓመት ምስ ፕሮ.በረኸት ሃብተስላሴ፡ ኮሚሽነር ኮሚሽን ንድፊ ቅዋም ኤርትራ ኮይኑ ቅዋም ዝጸሓፈ ኣብርእሲ ምዃኑ ብዛዕባ ኤርትራን ኢትዮጵያን ክኒኡን ብዛዕባ ኣፍሪቃን ዓለምን ዝምልከት ብዙሕ ጽሑፋትን መጻሕፍቲን ጽሒፉ ዘሕተመ እዩ። ብዛዕባ ዝጸሓፎ መጽሓፍ ዘዕለልናዮ ደጊምና ኣቕሪብና ኣለና። “ህዝቢ ኤርትራ መስተንክር ታሪኽ ዝሰርሐ ህዝቢ ስለዝኾነ ክእለት ዘለኩም ብዛዕባኡ ክትጽሕፉ ኣለኩም።”
Share