SKIP TO MAIN CONTENT

"ዘለዉ ስርዓታት ምስሓለፉ'ውን ናይ ኤርትራን ሶማልን ፍቕሪ ረቂቕን ቀጻሊን እዩ።" ሳልሕ ቓዲ ጆሃር

Somali's president visit to Eritrea
Saleh Gadi Johar Source: Supplied

ሓድሽ ፕረሲደንት ሶማልያ ናብ ኤርትራ ምብጻሑን ንክልቲኤን ሃገራት ዘለዎ ትርጉምን እንታይ እዩ፧ ድሕሪ ናብ ሃገሩ ምምላሱ ህዝቢ ሶማል ብፍላይ ድማ ስድራ እቶም ደቀን ክዕስከሩ ናብ ኤርትራ ዝኸዳ እንታይ መልሲ ሒዙሎም’ዩ ዝኸይድ ዘሎ፧ እቲ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያ፥ ኤርትራን ሶማልን ዝተገብረ ስሉሳዊ ስምምዕ ድሕሪ ምውራድ ፕረሲደንት ፎርማጆ እዚ ሓድሽ መራሒ ሶማሊያ ከበራብሮ ይኽእልዶ፧ ንህዝቢ ክልቲኡ ረብሓኡ እንታይ እዩ፧ ዝብሉን ካልእ ዞባዊ ጽልዋታትን ዝምልከት ምስ ሳልሕ ቓዲ ጆሃር ዝተገብረ ቃለ መሕትት። ኣቶ ሳልሕ ጸሓፊን ተንታኒን ፖለቲካ ቀርኒ ኣፍሪቃን እዩ።

Published

Presented by Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ሓድሽ ፕረሲደንት ሶማልያ ናብ ኤርትራ ምብጻሑን ንክልቲኤን ሃገራት ዘለዎ ትርጉምን እንታይ እዩ፧ ድሕሪ ናብ ሃገሩ ምምላሱ ህዝቢ ሶማል ብፍላይ ድማ ስድራ እቶም ደቀን ክዕስከሩ ናብ ኤርትራ ዝኸዳ እንታይ መልሲ ሒዙሎም’ዩ ዝኸይድ ዘሎ፧ እቲ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያ፥ ኤርትራን ሶማልን ዝተገብረ ስሉሳዊ ስምምዕ ድሕሪ ምውራድ ፕረሲደንት ፎርማጆ እዚ ሓድሽ መራሒ ሶማሊያ ከበራብሮ ይኽእልዶ፧ ንህዝቢ ክልቲኡ ረብሓኡ እንታይ እዩ፧ ዝብሉን ካልእ ዞባዊ ጽልዋታትን ዝምልከት ምስ ሳልሕ ቓዲ ጆሃር ዝተገብረ ቃለ መሕትት። ኣቶ ሳልሕ ጸሓፊን ተንታኒን ፖለቲካ ቀርኒ ኣፍሪቃን እዩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now