ምስ ምሻም ሓዲሽ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፡ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኤርትራን ዘሎ ምስሕሓብ ንምፍታሕ፡ ዝግበር ትጽቢት። ተቓወምቲ መንግስቲ ኤርትራን ኣብ ኢትዮጵያ ዝህልዎም ባይታን፡ ምስ ሰብ መዚ ኢትዮጵያ ዝምድና ንምምሕያሽ ብዛዕባ ዝቖመ ሓዲሽ ሓይሊ ዕማም ኤርትራዊያንን ዕላማኡን፡ ካልእን ምስ ኣቶ ሳልሕ (ቓዲ) ጆሃር ዝተገብረ ቃለ መሕትት።
Share
LIVE, FREE and EXCLUSIVE

Published
By SBS Tigrinya
Source: SBS
Share this with family and friends
