Watch FIFA World Cup 2026™

LIVE, FREE and EXCLUSIVE starting June 12 2026

“ሰበይቲ ኮይና ትራክ እናዘወረት ብዙሕ ኣይክትጸንሕን እያ ዝብሉኒ ደቂ ተባዕትዮ ሓበሻ ኔሮም።” ሳሮን ጸጋይ

A woman truck driver

Saron Tsegay driving a truck Source: Supplied

ነባሪት ከተማ መልበርን ዝኾነት ወ/ሮ ሳሮን ጸጋይ ኣብቲ ካብ ማሕበረሰባትና ዝኾና ደቂ ኣንስትዮ ተዋፊረን ዘይሰርሓሉ ምዝዋር ዓባይ መኪና (ትራክ) ስራሕ ተዋፊራ ትርከብ እያ። ንምንታይ ናብዚ ብደቂ ኣንስትዮ ዘይተለምደ ስራሕ ተዋፊራ? ንልዕሊ 6 ዓመታት ተዋፊራትሉ ዘላ ስራሕ እንታይ ረብሓታት ረኺባትሉ፡ ኣብ ስራሕ ዘጓንፋ ጸገምን ካልእን ኣብቲ ተዋፊራትሉ ዘላ ስራሕ ተመኩሮኣ ኣካፊላትና ኣላ።

Published

Updated

By Beyene Semere

Source: SBS

Share this with family and friends

ነባሪት ከተማ መልበርን ዝኾነት ወ/ሮ ሳሮን ጸጋይ ኣብቲ ካብ ማሕበረሰባትና ዝኾና ደቂ ኣንስትዮ ተዋፊረን ዘይሰርሓሉ ምዝዋር ዓባይ መኪና (ትራክ) ስራሕ ተዋፊራ ትርከብ እያ። ንምንታይ ናብዚ ብደቂ ኣንስትዮ ዘይተለምደ ስራሕ ተዋፊራ? ንልዕሊ 6 ዓመታት ተዋፊራትሉ ዘላ ስራሕ እንታይ ረብሓታት ረኺባትሉ፡ ኣብ ስራሕ ዘጓንፋ ጸገምን ካልእን ኣብቲ ተዋፊራትሉ ዘላ ስራሕ ተመኩሮኣ ኣካፊላትና ኣላ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now