Source: Suppliedእዚ ሰሙን 11 ላዕለዎት ሰብ መዚ ኤርትራን 17 ጋዜጠኛታት ዝተኣስርሉ መበል 18 ዓመት ዝዝከረሉ ሰሙን እዩ። ነዚ ምኽንያት ብምግባር፡ ን ኣቶ ሰንጋል ወልደትንሳኤ (ሓዉ ን ኣቶ ሃይለ ድሩዕ) ጋሻና ጌርናዮ ኣለና ምስዚ ጉዳይ ዝተሓሓዝ ድማ ሓሳቡ ገሊጹ ኣሎ። “እዛ መዓልቲ፡ ቅዋማዊትን ዴሞክራሲያዊትን ኤርትራ ንምፍጣር ዝወደቑላ ዕለት ተባሂላ ክትዝከር እየ ዝምነ” ሰንጋል ወልደትንሳኤ።
እዚ ሰሙን 11 ላዕለዎት ሰብ መዚ ኤርትራን 17 ጋዜጠኛታት ዝተኣስርሉ መበል 18 ዓመት ዝዝከረሉ ሰሙን እዩ። ነዚ ምኽንያት ብምግባር፡ ን ኣቶ ሰንጋል ወልደትንሳኤ (ሓዉ ን ኣቶ ሃይለ ድሩዕ) ጋሻና ጌርናዮ ኣለና ምስዚ ጉዳይ ዝተሓሓዝ ድማ ሓሳቡ ገሊጹ ኣሎ። “እዛ መዓልቲ፡ ቅዋማዊትን ዴሞክራሲያዊትን ኤርትራ ንምፍጣር ዝወደቑላ ዕለት ተባሂላ ክትዝከር እየ ዝምነ” ሰንጋል ወልደትንሳኤ።