SKIP TO MAIN CONTENT

“ቅድሚ ናብ ዓሰብ ምጉያይ ኩሉ ስምምዓት ኣብ ጠረጴዛ ክውዳእ ነይርዎ።” ሰንጋል ወልደትንሳኤ

Horn Africa
Source: Senghal SBS Tigrinya

ወደብ ዓሰብ ንኢትዮጵያ ነጻ ወደብ እዩ፡ ምባል እንታይ ማለት እዩ? ቅድሚ ናይ ዶብ ኲናት ዝነበረ ስምም ዕ ዶብ እንታይ ይመስል ነይሩ? ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኤርትራን ዝግበር ዘሎ ስምምዓት ኣጠቓቕማ ወደብ ነባሪ ሰላም ዘምጽ እ ድዩ? ዝብሉን ካልእን ምስዚ ዝምዕብል ዘሎ ሰላም ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ን ኣጠቓቕማ ወደብ ብዝምልከት ምስ ኣቶ ሰንጋል ወልደትንሳኤ ዝተገብረ ቃለ መሕትት እዩ። ኣቶ ሰንጋል ኣብ ሚኒስትር ንግድን ኢንዳስትሪን ዳይረክተር ኢንዳስትራዊ ልም ዓትን ምትብባዕን፡ ኣብ ሚኒስትሪ መሬትን ማይን ኣከባቢን ዳይረክተር ምሕደራን ኣጠቓቕማ ሃብቲ ማይን፣ ኣብ ማክሮ ፖሊሲ ኤርትራ ድማ ኣማኻሪ ዝነበረ እዩ። ኣቶ ሰንጋል ወልደትንሳኤ ኣብ ስምም ዓት ኣጠቓቕማ ወደባት ኤርትራ ምስ ኢትዮጵያ ብቐረባ ዝሰርሐ ኪኢላ ድማ እዩ።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ወደብ ዓሰብ ንኢትዮጵያ ነጻ ወደብ እዩ፡ ምባል እንታይ ማለት እዩ? ቅድሚ ናይ ዶብ ኲናት ዝነበረ ስምም ዕ ዶብ እንታይ ይመስል ነይሩ? ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኤርትራን ዝግበር ዘሎ ስምምዓት ኣጠቓቕማ ወደብ ነባሪ ሰላም ዘምጽ እ ድዩ? ዝብሉን ካልእን ምስዚ ዝምዕብል ዘሎ ሰላም ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ን ኣጠቓቕማ ወደብ ብዝምልከት ምስ ኣቶ ሰንጋል ወልደትንሳኤ ዝተገብረ ቃለ መሕትት እዩ። ኣቶ ሰንጋል ኣብ ሚኒስትር ንግድን ኢንዳስትሪን ዳይረክተር ኢንዳስትራዊ ልም ዓትን ምትብባዕን፡ ኣብ ሚኒስትሪ መሬትን ማይን ኣከባቢን ዳይረክተር ምሕደራን ኣጠቓቕማ ሃብቲ ማይን፣ ኣብ ማክሮ ፖሊሲ ኤርትራ ድማ ኣማኻሪ ዝነበረ እዩ። ኣቶ ሰንጋል ወልደትንሳኤ ኣብ ስምም ዓት ኣጠቓቕማ ወደባት ኤርትራ ምስ ኢትዮጵያ ብቐረባ ዝሰርሐ ኪኢላ ድማ እዩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now