"ሽግር ኣለና እናበልና ኡይ! ንብል በቲ ሓደ ሸነኽ ድማ መጠመቲና ዝከውን ክንስዕስዕ ንሓድር" 2ይ ክፋል ምስ ሺሻይ ገብረሃንስ ካብ እስራኤል SBS Tigrinya
Shishay Source: Shishay
ኣብዚ ካልኣይን ናይ መወዳእታን ዕላል ምስ ሺሻይ ገብረሃንስ ካብ እስራኤል፡-ኩነታት መር ዓን ሓዳርን መን እሰያት ኣብ እስራኤል-ጋዜጣታትን ጽሑፋትን ጸገማቱን-ደርፊን ደረፍትን ኣብ እስራኤልን ካልእን
Share




