Shishay Gebrehans Source: Shishay Gebrehansብነቐፈታውን ማዕዳን መገዲ ንማሕበራዊ መራኸቢታት ተጠቒሙ ንህይወት ስደተኛታት እስራኤል ብጽሑፍ ዘንጸባርቕ መንእሰይ እዩ፡ ሺሻይ ገብረሃንስ ኣብዚ ቀዳማይ ክፋል ቃለ መሕትት ገለ ካብ ዝበሎም ነጥብታት እዞም ዝስዕቡ ይርከብዎም።… መንግስቲ ኤርትራ ፡ካብዚ ኣብ እስራኤል ዝርከብ ህዝቢ ብዙሕ ገንዘብዩ ዝረክብ። ፓስፖርት ንምርካብ ነቲ ኣምባሳደር ናይ ኤርትራ ክሳብ ክልተ ሚእቲ ክትከፍል ኣለካ፡ ነቶም ዘሳልጡውን ክትከፍል ኣለካ።….መሪሕነትን ገለ ኣባላትን ስምረት ጸገም ኣለዎም..….ኣብ እስራኤል ዘለዉ ኤርትራዊያን መራሕቲ ሃይማኖት ነቲ ናይ ገዛእ ርእሶም ጸገም ናብ ህዝቢ ስለዘውረድዎ፡ ህዝቢ ኣብ ክልተ ክኽፈል ገይሮሞ..… ንቑሕ ጠርናፊ እንተዝርከብ ኣብ እቶ ዝበልካዮ ክኣቱ ዝኽእል መንእሰይ ፡ ኣብ እስራኤል ኣሎ..
ብነቐፈታውን ማዕዳን መገዲ ንማሕበራዊ መራኸቢታት ተጠቒሙ ንህይወት ስደተኛታት እስራኤል ብጽሑፍ ዘንጸባርቕ መንእሰይ እዩ፡ ሺሻይ ገብረሃንስ ኣብዚ ቀዳማይ ክፋል ቃለ መሕትት ገለ ካብ ዝበሎም ነጥብታት እዞም ዝስዕቡ ይርከብዎም።… መንግስቲ ኤርትራ ፡ካብዚ ኣብ እስራኤል ዝርከብ ህዝቢ ብዙሕ ገንዘብዩ ዝረክብ። ፓስፖርት ንምርካብ ነቲ ኣምባሳደር ናይ ኤርትራ ክሳብ ክልተ ሚእቲ ክትከፍል ኣለካ፡ ነቶም ዘሳልጡውን ክትከፍል ኣለካ።….መሪሕነትን ገለ ኣባላትን ስምረት ጸገም ኣለዎም..….ኣብ እስራኤል ዘለዉ ኤርትራዊያን መራሕቲ ሃይማኖት ነቲ ናይ ገዛእ ርእሶም ጸገም ናብ ህዝቢ ስለዘውረድዎ፡ ህዝቢ ኣብ ክልተ ክኽፈል ገይሮሞ..… ንቑሕ ጠርናፊ እንተዝርከብ ኣብ እቶ ዝበልካዮ ክኣቱ ዝኽእል መንእሰይ ፡ ኣብ እስራኤል ኣሎ..