SKIP TO MAIN CONTENT

"ሎሚ ሰብ ምስ ነፍሱ ክዛረብ ግዜ የብሉን።" ዕላል ምስ ፋርማሲስትን ጸሓፊን ተስፋይ መንግስ

Interview with Tesfay Mengs
Tesfay Mengs Source: Supplied

ፋርማሲስት ተስፋይ መንግስ ንልዕሊ 40 ዓመታት ኣብ ፋርማሲ ካቴድራል ኣስመራ ዝሰርሐን ዘካየደን ኮይኑ፡ ኣብዚ እዋን "ህልኽ ተስፎምን ሃብቶምን" ከም ኡውን "ሕድሪ መድህንን ኣልጋነሽን" ዝብላ ዓበይቲ መጻሕፍቲ ጽሒፉ ኣሎ። ኣብዚ ቅሩብ እዋን ድማ ነታ ቀዳመይቲ ናይ ትግርኛ መጽሓፉ ናብ እንግሊዝኛ ብ "Rivalary" ዝብል ተርጉሙ ን ኣንበብቲ ቀቲብዋ ኣሎ። ብዛዕባ መጻሕፍቱን፡ ናይ ህይወት ተሞክሮኡን ኣዕሊሉና ኣሎ። ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ክትሰምዕዎ ትኽእሉ ኢኹም።

Published

Updated

Presented by Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ፋርማሲስት ተስፋይ መንግስ ንልዕሊ 40 ዓመታት ኣብ ፋርማሲ ካቴድራል ኣስመራ ዝሰርሐን ዘካየደን ኮይኑ፡ ኣብዚ እዋን "ህልኽ ተስፎምን ሃብቶምን" ከም ኡውን "ሕድሪ መድህንን ኣልጋነሽን" ዝብላ ዓበይቲ መጻሕፍቲ ጽሒፉ ኣሎ። ኣብዚ ቅሩብ እዋን ድማ ነታ ቀዳመይቲ ናይ ትግርኛ መጽሓፉ ናብ እንግሊዝኛ ብ "Rivalary" ዝብል ተርጉሙ ን ኣንበብቲ ቀቲብዋ ኣሎ። ብዛዕባ መጻሕፍቱን፡ ናይ ህይወት ተሞክሮኡን ኣዕሊሉና ኣሎ። ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ክትሰምዕዎ ትኽእሉ ኢኹም።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now