Ghirmay Ghebremedhin Source: Suppliedኣቶ ግርማይ ገብሩ ኣብ ማሕበረሰብ ኲንስላንድ ብዘበርከቶ ወለንታዊ ስራሕን ናይ ኮሙዩኒትይ ኣገልግሎትን ብ Afriqueensland ክሽለም በቒዑ ኣሎ። ብዛዕባቲ ዝረኸቦ ሽልማትን ዝገብሮም ንጥፈታትን ኣዕሊሉና ኣሎ።
ኣቶ ግርማይ ገብሩ ኣብ ማሕበረሰብ ኲንስላንድ ብዘበርከቶ ወለንታዊ ስራሕን ናይ ኮሙዩኒትይ ኣገልግሎትን ብ Afriqueensland ክሽለም በቒዑ ኣሎ። ብዛዕባቲ ዝረኸቦ ሽልማትን ዝገብሮም ንጥፈታትን ኣዕሊሉና ኣሎ።