Credit: Suppliedኣብዚ ቕሩብ ዓመታት ካብ ተጻሒፈን ዝተሓትማ ናይቲ ፍሉጥ ታሪኽ ህይወት ስነ ጥበባዊ ዑስማን ዓብዱልረሒም ይርከባ፡ ናይዛ "ዑስማን ዓብዱልረሒም፡ ታሪኽ ኮኾብ ዘመናዊ ሙዚቃ ኤርትራ" ትብል 25 ምዕራፋት ኣስታት 350 ገጻት ዝሓዘት መጽሓፍ ዝጸሓፈ ኮ/ል ካልድ ኣበራ እዩ። ካልድ ቅድሚ ሕጂ'ውን "ሚራመር" ዘርእስታ ናይቲ ፍሉጥ ግብጻዊ ጸሓፋይ ነጂብ ማሕፉዝ ተርጒሙ ኣሕቲሙ እዩ። ብዛዕባ እዛ ኣብዚ ቅሩብ እዋን ዝጸሓፋ መጽሓፍ ዕላል ኣካይድና ኣለና።
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends
ኣብዚ ቕሩብ ዓመታት ካብ ተጻሒፈን ዝተሓትማ ናይቲ ፍሉጥ ታሪኽ ህይወት ስነ ጥበባዊ ዑስማን ዓብዱልረሒም ይርከባ፡ ናይዛ "ዑስማን ዓብዱልረሒም፡ ታሪኽ ኮኾብ ዘመናዊ ሙዚቃ ኤርትራ" ትብል 25 ምዕራፋት ኣስታት 350 ገጻት ዝሓዘት መጽሓፍ ዝጸሓፈ ኮ/ል ካልድ ኣበራ እዩ። ካልድ ቅድሚ ሕጂ'ውን "ሚራመር" ዘርእስታ ናይቲ ፍሉጥ ግብጻዊ ጸሓፋይ ነጂብ ማሕፉዝ ተርጒሙ ኣሕቲሙ እዩ። ብዛዕባ እዛ ኣብዚ ቅሩብ እዋን ዝጸሓፋ መጽሓፍ ዕላል ኣካይድና ኣለና።