Weldeyesus Amar Source: Weldeyesus Amarሌላ ምስ ወልደየሱስ ዓማርን ቃልሲ ተመሃሮ ደቂ ከረንን ቤት ትምህርቲ ሉኡል መኮነን ኣስመራን ናይ ሎሚ ፕረሲደንት፣ ተመሃራይ ኢሳያስ ኣፈወርቂን ኤርትራዊ ሃገራዊ ስምዒቱን፣ ሃይለ ድሩዕ፣ ወልደዳዊትን ስዩምን እቶም ቀዳሞት ሰዓብቲ በዓል ወልደየሱስ ዓማር ቃልሲ ንናጽነት በዓል ኢሳያስ ክንዲ ናብ ሜዳ ንምንታይ ናብ ኣዲስ ኣበባ ከይዶም ክመሃሩ መሪጾም? ሚካኤል ጋብርን ኢሳያስ ኣፈወርቂን ዝነበሮም ባእሲ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ናብ ሜዳ ምኻዱ ንምንታ’ዩ ንሚካኤል ጋብር ኣጉህይዎ? ናይ ሎሚ ሚኒስተር ትምህርቲ ሰመረ ርእሶም ንምንታይ ንፖለቲካዊ ምንቅስቓስ ተመሃሮ ኤርትራ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይቃወሞ ነይሩ? ካልእን ሕቶታት ኣብዚ ቀዳማይ ክፋል ምስ ወልደየሱስ ዓማር: ኣብ ካልኣይ ክፋል ካብዝምለሱ ሕቶታት፣ ናይ ሎሚ ፕረሲደንት ኤርትራ ኢሳያስ ኣፈወርቂ፣ ነቲ ኣብ ሜዳ ዝነበረ ቃልሲ እናተቓወሞ ንምንታይ ናብኡ ክኸይድ ወሲኑ?
ሌላ ምስ ወልደየሱስ ዓማርን ቃልሲ ተመሃሮ ደቂ ከረንን ቤት ትምህርቲ ሉኡል መኮነን ኣስመራን ናይ ሎሚ ፕረሲደንት፣ ተመሃራይ ኢሳያስ ኣፈወርቂን ኤርትራዊ ሃገራዊ ስምዒቱን፣ ሃይለ ድሩዕ፣ ወልደዳዊትን ስዩምን እቶም ቀዳሞት ሰዓብቲ በዓል ወልደየሱስ ዓማር ቃልሲ ንናጽነት በዓል ኢሳያስ ክንዲ ናብ ሜዳ ንምንታይ ናብ ኣዲስ ኣበባ ከይዶም ክመሃሩ መሪጾም? ሚካኤል ጋብርን ኢሳያስ ኣፈወርቂን ዝነበሮም ባእሲ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ናብ ሜዳ ምኻዱ ንምንታ’ዩ ንሚካኤል ጋብር ኣጉህይዎ? ናይ ሎሚ ሚኒስተር ትምህርቲ ሰመረ ርእሶም ንምንታይ ንፖለቲካዊ ምንቅስቓስ ተመሃሮ ኤርትራ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይቃወሞ ነይሩ? ካልእን ሕቶታት ኣብዚ ቀዳማይ ክፋል ምስ ወልደየሱስ ዓማር: ኣብ ካልኣይ ክፋል ካብዝምለሱ ሕቶታት፣ ናይ ሎሚ ፕረሲደንት ኤርትራ ኢሳያስ ኣፈወርቂ፣ ነቲ ኣብ ሜዳ ዝነበረ ቃልሲ እናተቓወሞ ንምንታይ ናብኡ ክኸይድ ወሲኑ?