SKIP TO MAIN CONTENT

ቃለ መሕትት ምስ ኣቶ ያሲን ሙሳ፡ ኣምባሳደር Multicultural AFL

Interview Tigrinya
Source: Yassen Mussa

ኣብ ኣውስትራሊያ ፍቱው ስፖርታዊ ጸወታ ብፉቲ ተባሂሉ ዝጽዋዕ ስፖርት እዩ። ፉቲ ምፍላጥን ፈሊጥካ ምጽዋትን ኣብ ኣውስትራሊያ ንምንባር ኣዚዩ ሓጋዚ እዩ። ኣቶ ያሲን ሙሳ ካብ ማሕበረ ሰብ ኤርትራ ኣብዚ ጸወታ፡ ኣፍሪቃዊያን ክሳተፉ ብዝገብሮ ናይ ነዊሕ ዓመታት ጻዕሪ፡ ኣምባሳደር ኮይኑ ኣብዚ ቅሩብ እዋን ተሾይሙ ኣሎ። ዝተፈላለዩ ስልማታት’ውን ተሸሊሙ ኣሎ። ንሹመቱን ኣብቲ ስፖርት ዝገብሮ ንጥፈታትን ምስ ረዲዮ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ጻንሒት ገይሩ ኣሎ።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ ኣውስትራሊያ ፍቱው ስፖርታዊ ጸወታ ብፉቲ ተባሂሉ ዝጽዋዕ ስፖርት እዩ። ፉቲ ምፍላጥን ፈሊጥካ ምጽዋትን ኣብ ኣውስትራሊያ ንምንባር ኣዚዩ ሓጋዚ እዩ። ኣቶ ያሲን ሙሳ ካብ ማሕበረ ሰብ ኤርትራ ኣብዚ ጸወታ፡ ኣፍሪቃዊያን ክሳተፉ ብዝገብሮ ናይ ነዊሕ ዓመታት ጻዕሪ፡ ኣምባሳደር ኮይኑ ኣብዚ ቅሩብ እዋን ተሾይሙ ኣሎ። ዝተፈላለዩ ስልማታት’ውን ተሸሊሙ ኣሎ። ንሹመቱን ኣብቲ ስፖርት ዝገብሮ ንጥፈታትን ምስ ረዲዮ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ጻንሒት ገይሩ ኣሎ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now