SKIP TO MAIN CONTENT

"ዕላማ ምትርጓም ናይ'ዛ መጽሓፍ ቃላት ምድቓል ዘይኮነስ፡ ነቲ ጂብራን ክብሎ ዝደለዮ ሓሳባትን መቐረትን ጣዕምን ምስግጋር'ዩ" ዘካርያስ ገሪማ (ቀዳማይ ክፋል)

Zecarias Gerima
Credit: Supplied

ዘካርያስ ገሪማ፡ ኣብዚ ቅሩብ እዋን ናይቲ ፍሉጥ ጸሓፊ ጂብራን ከሊል "The Prophet" ትብል መጽሓፍ ናብ ትግርኛ "እቲ ነብዪ" ኢሉ ተርጒምዋ ኣሎ። ነዚ ኣመልኪትና ብዛዕባ እቲ ዝገበሮ ስራሕን ኣብ ጥበብ ኣተራጉማን ኣመልኪትና ዕላል ገይርና ኣለና። ቀዳማይ ክፋል ናይቲ ዝተገብረ ዕላል ኣብዚ ቐሪቡ ኣሎ።

Published

By Beyene Semere Weldegiorgis

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ዘካርያስ ገሪማ፡ ኣብዚ ቅሩብ እዋን ናይቲ ፍሉጥ ጸሓፊ ጂብራን ከሊል "The Prophet" ትብል መጽሓፍ ናብ ትግርኛ "እቲ ነብዪ" ኢሉ ተርጒምዋ ኣሎ። ነዚ ኣመልኪትና ብዛዕባ እቲ ዝገበሮ ስራሕን ኣብ ጥበብ ኣተራጉማን ኣመልኪትና ዕላል ገይርና ኣለና። ቀዳማይ ክፋል ናይቲ ዝተገብረ ዕላል ኣብዚ ቐሪቡ ኣሎ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now