"ተርጎምቲ፡ ነቲ መበቆልን ናብቲ ዝትርጎም ቋንቋን ንኽልቲኡ ቋንቋታት ብዝግባእ ከጽንዕዎ ይግባእ።" ዘካርያስ ገሪማ
Credit: Supplied
ኣብ ዝሐለፈ መዓልታት ብዛዕባ እታ ኣብዚ ቅሩብ እዋን ዝተርጎማ ናይ ጂብራን ኸሊል "The Prophet" ዝምልከት ዕላል ኣካይድና ነይርና። ሎሚ ከም መቐጸልታ ናይቲ ዕላል፡ ብዛዕባ ናብ ትግርኛ ዝትርጎም ዘሎ መጻሕፍቲን ኣብ ኣተረጓጒማ ጸሓፍቲ ክኽተልዎም ዝግባእ ኣገባባት ኣዕሊሉ ኣሎ።
Share