SKIP TO MAIN CONTENT

“ካብ እስራኤል ክንወስደኩም ኢና እናበሉ ገንዘብ ስደተኛታት ዝመንዝዑ ንዘለዉ ኣብ ዝብጻሕ ከነብጽሖም ኢና” ትኩእ ተስፋይ

Interview Tigrinya
Source: Tuku Tesfay

ኣቶ ትኩእ ተስፋይ ካብ ሰልፊ ህዝቢ፡ ኣብ እስራኤል ድሕሪ ዝገበሮ ምብጻሕ፣ ሕሱም ኩነታት ኤርትራዊያን ስደተኛታት ተዓዚቡ፡ ብፍላይ እቶም ኣብ ካናዳን ኣብ ካልኦት ምዕራባዊያን ሃገራት ኮይኖም ክንወስደኩም ኢና እናበሉ፡ ገንዘብ ስደተኛታት ዝዝርፉ ዘለዉን ካልእ ትዕዝብቱ ኣካፊሉ ኣሎ።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣቶ ትኩእ ተስፋይ ካብ ሰልፊ ህዝቢ፡ ኣብ እስራኤል ድሕሪ ዝገበሮ ምብጻሕ፣ ሕሱም ኩነታት ኤርትራዊያን ስደተኛታት ተዓዚቡ፡ ብፍላይ እቶም ኣብ ካናዳን ኣብ ካልኦት ምዕራባዊያን ሃገራት ኮይኖም ክንወስደኩም ኢና እናበሉ፡ ገንዘብ ስደተኛታት ዝዝርፉ ዘለዉን ካልእ ትዕዝብቱ ኣካፊሉ ኣሎ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now