መቕተልቲ ፊሊፒናዊ ጋዜጠኛ ሕቶ መሰል ነጻ ፕረስ ኣልዒሉ

Protesters place lit candles around signs during an indignation rally against members of the media's killings in Quezon City, Metro Manila, Philippines, 04 October 2022. Source: EPA / ROLEX DELA PENA/EPA
ሓደ ጋዜጠኛ ሬድዮ ኣብ ማእከላይ ከተማ ማኒላ ድሕሪ ምቕታሉ ስግኣታት ብዛዕባ ነጻነት ፕረስን ድሕነት ጋዜጠኛታትን ኣብ ፊሊፒንስ ኣልዒሎም ኣለዉ። ፐርሲቫል ማባሳ ሶኑይ ምሸት ብጥይት ተወጊኡ፣ ሰብ መዚ ኣብ ልዕሊኡ ዝተኻየደ መጥቃዕቲ መበገሲኡ ወይ ዕላምኡ ንምፍላጥ ገበናዊ መርመራ ኣበጊሶም ኣለዉ።
Share