SKIP TO MAIN CONTENT

ኢራን ኑክሌስ ከይተማዕብል ንምክልኻል፡ ኣመሪካ ንወረራ ዩክሬን ከም ምኽንያት ትጥቀመሉ።

Iran Nuclear deal
epaselect epa09852744 Israeli Prime Minister Naftali Bennett (R) shakes hands with US Secretary of state Antony Blinken (L) Source: EPA

ኣመሪካ ፡ ኢራን ኑክሌሳዊ ኣጽዋር ከም ዘይትጥቀም ንምርግጋጽ ከም ዝቘረጸት ትገልጽ ፣ እዚ ከኣ ፡ ነቲ ኣብ ሩስያ ዝካየድ ዘሎ ግጭት ፡ ከምዚ ዓይነት ምዕባለ ንኸየጋጥም ድልዱል መሰረት ከም ዝዀነ ተመልክት ። ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ኣብ ምድረ-በዳ ነጌቭ ታሪኻዊ ናይ ክልተ መዓልቲ ዋዕላ ኣብ ዘካይዱሉ ዘለዉ እዋን ፡ ጸሓፊ ክፍሊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ንእስራኤልን ንዞባዊ መሻርኽታን ኣመሪካ ኣብ ጎኖም ደው ከምትብል ኣረጋጊጽሎም ኣሎ ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣመሪካ ፡ ኢራን ኑክሌሳዊ ኣጽዋር ከም ዘይትጥቀም ንምርግጋጽ ከም ዝቘረጸት ትገልጽ ፣ እዚ ከኣ ፡ ነቲ ኣብ ሩስያ ዝካየድ ዘሎ ግጭት ፡ ከምዚ ዓይነት ምዕባለ ንኸየጋጥም ድልዱል መሰረት ከም ዝዀነ ተመልክት ። ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ኣብ ምድረ-በዳ ነጌቭ ታሪኻዊ ናይ ክልተ መዓልቲ ዋዕላ ኣብ ዘካይዱሉ ዘለዉ እዋን ፡ ጸሓፊ ክፍሊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ንእስራኤልን ንዞባዊ መሻርኽታን ኣመሪካ ኣብ ጎኖም ደው ከምትብል ኣረጋጊጽሎም ኣሎ ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now