Petrol prices are shown at a service station in Sydney, Tuesday, March 3, 2026. (AAP Image/Sarah Wilson) NO ARCHIVING Source: AAP / Sarah Wilson/AAPIMAGE
ውግእ ኢራን ናብ ዝሰፍሐ ዞባዊ ግጭት ኣብ ዝሰጋገረሉ ዘሎ እዋን ፡ ኣብ መላእ ዓለም ዋጋ ነዳዲ ካብ ብዙሕ ዓመታት ዘይተራእየ ሰማይ ዓሪጉ ። ዝተናውሐ ኲናት ፡ ሰንሰለት ቀረብ ጸዓት ከይዕንቅፍን ሓደገኛ ሳዕቤን ከይህልዎ ተሰጊኡ ኣሎ ፡ ብፍላይ ኣብ መጻብቦ ሆርሙዝ ዝርከብ ቀንዲ መስመራት መጓዓዝያ ብምዕጻዉ እቲ ስግኣት ኣብ መላእ ዓለም ኣንጸላልዩ ይርከብ ። ተንተንቲ ከም ዝገልጽዎ ፡ ጽልዋታት ድሮ ይርአ ኣሎ ፣ በዚ ከኣ ነቲ ዓለምለኻዊ ቊጠባዊ ለውጢን ናህሪ ዋጋን ጽልዋ ክህልዎ እዩ ።. Published 5 March 2026 10:03am
By Biwa Kwan, Allan Lee
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode content Share this with family and friends
ውግእ ኢራን ናብ ዝሰፍሐ ዞባዊ ግጭት ኣብ ዝሰጋገረሉ ዘሎ እዋን ፡ ኣብ መላእ ዓለም ዋጋ ነዳዲ ካብ ብዙሕ ዓመታት ዘይተራእየ ሰማይ ዓሪጉ ። ዝተናውሐ ኲናት ፡ ሰንሰለት ቀረብ ጸዓት ከይዕንቅፍን ሓደገኛ ሳዕቤን ከይህልዎ ተሰጊኡ ኣሎ ፡ ብፍላይ ኣብ መጻብቦ ሆርሙዝ ዝርከብ ቀንዲ መስመራት መጓዓዝያ ብምዕጻዉ እቲ ስግኣት ኣብ መላእ ዓለም ኣንጸላልዩ ይርከብ ። ተንተንቲ ከም ዝገልጽዎ ፡ ጽልዋታት ድሮ ይርአ ኣሎ ፣ በዚ ከኣ ነቲ ዓለምለኻዊ ቊጠባዊ ለውጢን ናህሪ ዋጋን ጽልዋ ክህልዎ እዩ ።. Check out our podcast collection here