SKIP TO MAIN CONTENT

ኢራን፡ ንእስራኤልን ኣመሪካን ተጠንቅቕ

Iran marks the 39th anniversary of the Islamic revolution
Women take selfies during ceremony marking 39th anniversary of the Islamic revolution, Tehran Source: Getty

ኢራናዊያን ንመበል 39 ዓመታዊ ዝኽሪ እስላማዊ ሰውራኦም ኣብ ዘኽብርሉ ዘለዉ እዋን፡ ናይታ ሃገር ፕረሲደንት ኣብቲ በዓል ንኣመሪካን እስራኤልን ዝኹንን መደረ ኣስሚዑ። እዚ ዝመጽእ ዘሎ ፡ ብሰንኪ’ቲ ኣብ ሶርያ ዝቕጽል ዘሎ ኩናት፡ ብዛዕባ ምስ ኢራን ዝተገብረ ዉዕል ኑክሌስን ኢራን ኣብቲ ዞባ ዓብላሊት ኮይና ከይትወጽእ ብዘሎ ስግኣትን፣ ኣብ መንጎ ሰለስቲኤን ሃገራት ዘሎ ውጥረት ኣዚዩ ተሪርሉ ዘሎ እዋን’ዩ።

Published

By Uma Rishi

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኢራናዊያን ንመበል 39 ዓመታዊ ዝኽሪ እስላማዊ ሰውራኦም ኣብ ዘኽብርሉ ዘለዉ እዋን፡ ናይታ ሃገር ፕረሲደንት ኣብቲ በዓል ንኣመሪካን እስራኤልን ዝኹንን መደረ ኣስሚዑ። እዚ ዝመጽእ ዘሎ ፡ ብሰንኪ’ቲ ኣብ ሶርያ ዝቕጽል ዘሎ ኩናት፡ ብዛዕባ ምስ ኢራን ዝተገብረ ዉዕል ኑክሌስን ኢራን ኣብቲ ዞባ ዓብላሊት ኮይና ከይትወጽእ ብዘሎ ስግኣትን፣ ኣብ መንጎ ሰለስቲኤን ሃገራት ዘሎ ውጥረት ኣዚዩ ተሪርሉ ዘሎ እዋን’ዩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now