ኣብዚ ቅሩብ እዋናት ኣብ መቐለ ኣብ ዝተገብረ ኮንፈረንስ፡ ብህወሓት ዝምራሕ ኢህወደግ ካብ ስልጣን ወሪዱ ብ ዶ/ር ኣብይ ኣሕመድ ዝምራሕ ሓይሊ ናብ ስልጣን ክድይብ ዝኸኣለ ኢድ ኣመሪካ ከምዘለዎ፡ ኣቦይ ስብሓት ነጋ ተዛሪቦም ኔሮም። ነዚ ሓሳብ ዉሽጠ ሚስጢሩ እንተመርሚርካዮ፡ አወ ሓቂ ብሓቂ ነዚ ዝገበረት ኢድ ኣመሪካ እያ፥ኢልካ ኢኻ ትድምድም። እዚ ከመይ ኢሉ ይኸውን? ንዝብል ሕቶ፡ መልሱ ኣብዚ ትሰምዕዎ ትንታነ ክጸንሓኩም እዩ።
Share






