ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ገበን ንምንታይ'ዩ ንኣፍሪቃውያን ጥራይ ናብ ፍትሒ ዘቕርብ?07:28ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛFollow and SubscribeFollow and SubscribeFollow and Subscribe Apple Podcasts YouTube Spotify Download (13.68MB)Download the SBS Audio appAvailable on iOS and AndroidWorld War II: Defendants in their dock at the Nuremberg Trials (Germany). November 1945-October 1946. (Photo by adoc-photos/Getty Images) Source: Corbis Historical24 መራሕቲ ናዚ ጀርመን ኣብ ዓለምለኻዊ ወተሃደራዊ ቤት ፍርዲ ኑረምበርግ ፍርዲ ካብ ዝወቦም 75 ዓመታት ኮይንዎ'ሎ። 19 ካብኦም ብገበናት ኣንጻር ሰብኣውነት፡ ገበናት ኲናትን ምእዋጅ ዘይሕጋዊ ኲናትን ገበነኛታት ተባሂሎም። እቲ መስርሕ ፍርዲ ክሳብ ሎሚ ንዓለማዊ ፍትሒ መሰረታውያን ዝኾኑ ኣምራት ብምቛም ታሪኽ ሰሪሑ'ዩ።Follow and Subscribe Apple Podcasts YouTube Spotify Download (13.68MB)Download the SBS Audio appAvailable on iOS and AndroidPublished 28 October 2021 7:14pmSource: SBSSkip to podcast episode contentShare this with family and friendsCopy linkShare24 መራሕቲ ናዚ ጀርመን ኣብ ዓለምለኻዊ ወተሃደራዊ ቤት ፍርዲ ኑረምበርግ ፍርዲ ካብ ዝወቦም 75 ዓመታት ኮይንዎ'ሎ። 19 ካብኦም ብገበናት ኣንጻር ሰብኣውነት፡ ገበናት ኲናትን ምእዋጅ ዘይሕጋዊ ኲናትን ገበነኛታት ተባሂሎም። እቲ መስርሕ ፍርዲ ክሳብ ሎሚ ንዓለማዊ ፍትሒ መሰረታውያን ዝኾኑ ኣምራት ብምቛም ታሪኽ ሰሪሑ'ዩ።ShareLatest podcast episodes44:31ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (30 ሓምለ 2026)podcast episode44 minutes 31 seconds08:43ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (30 ሓምለ 2026)podcast episode8 minutes 43 seconds05:04መጠን ዝቕባበ ጎዲሉ፡ ናህሪ ዋጋታት ግና ሕጂ'ውን ልዑል'ዩ ዘሎ፡podcast episode5 minutes 4 seconds08:22ኣብ ኤርትራ፡ ምእካብ ባጤራ ናቕፋን ኣብ ዕዳጋ ፈጢርዎ ዘሎ ሻቕሎትን፡ (ጸብጻብ)podcast episode8 minutes 22 seconds