Source: Twitter b/rሰሙናዊ መደብ ስፖርት (17/08/2020) ኡጋንዳዊ ጀሱዋ ቸፕተገይ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ሞናኮ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ እግሪ 5000ሜ ን16 ዓመታት ተታሒዙ ዝጸንሐ መዝገብ ክብረወሰን ብክልተ ካልኢታት ብምምሕያሽ ተዓዊቱ፡ ፈደረሽን ኩ’እግሪ ኢትዮጵያ ናይ ኩሎም ኣሰልጠንቲ ሃገራውያን ጋንታታት ኩ’እግሪ ናይ’ታ ሃገር ውዕሎም ምስ ኣብቅዐ ከምዘየሐድሰሎም ገሊጹ፡ መርሃዊ ቅዱስን ኣስታናን ኣብ ክራይተርዩም ዱ ዶፊን ክሳተፉ እንከለው ጽጋቡ ግርማይን ሚቸልተን ስኮትን ኣብ ኢል ሎምባርዲያ ተቐዳዲሞም፡ ባርሴሎና ድሕሪ ዘሕፍር ስዕረት ኣብ ኢድ ባየር ሙኒክ ክትህደስ መጸዋዕታታት ኣብ ዝዘንብሉ ዘለው እዋን ፍትሕ ምስ መሲ እቲ ዝበለጸ ድዩ፧
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (17/08/2020) ኡጋንዳዊ ጀሱዋ ቸፕተገይ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ሞናኮ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ እግሪ 5000ሜ ን16 ዓመታት ተታሒዙ ዝጸንሐ መዝገብ ክብረወሰን ብክልተ ካልኢታት ብምምሕያሽ ተዓዊቱ፡ ፈደረሽን ኩ’እግሪ ኢትዮጵያ ናይ ኩሎም ኣሰልጠንቲ ሃገራውያን ጋንታታት ኩ’እግሪ ናይ’ታ ሃገር ውዕሎም ምስ ኣብቅዐ ከምዘየሐድሰሎም ገሊጹ፡ መርሃዊ ቅዱስን ኣስታናን ኣብ ክራይተርዩም ዱ ዶፊን ክሳተፉ እንከለው ጽጋቡ ግርማይን ሚቸልተን ስኮትን ኣብ ኢል ሎምባርዲያ ተቐዳዲሞም፡ ባርሴሎና ድሕሪ ዘሕፍር ስዕረት ኣብ ኢድ ባየር ሙኒክ ክትህደስ መጸዋዕታታት ኣብ ዝዘንብሉ ዘለው እዋን ፍትሕ ምስ መሲ እቲ ዝበለጸ ድዩ፧