ኣውስትራልያ ንምውሳኽ ጸረ-ሴማዊ መጥቃዕታት ምላሽ ኣብ ትህበሉ ዘላ እዋን፣ ፍጻመታት/ተግባራት ጽልኢ እስላም'ውን ሰማይ ከይዶም ኣለዉ። ገለ ደቀንስትዮ ካብ ገዝአን ክወጻ ንፈርሕ ኣለና ይብላ፣ ንድሕነት ህጻናት ኣብ ቤት ትምህርታት'ውን ፍርሒ ተፈጢሮም ኣለዉ።
Listen to Australian and world news, and follow trending topics with SBS News Podcasts.
Share






