SKIP TO MAIN CONTENT

“እቲ ዝዓበየ ዓወትና፣ ንሕብረተሰብ እስራኤል ኣእሚና ኣብ ጎንና ክስለፍ ምግባርናን፣ ከም ኤርትራዊያን ኣብ ሓደ ክንሰምር ምኽኣልናን እዩ።” መምህር ምሩጽ እያሱ

Israel Demo
Source: Mruts

ሎሚ ሚሸት 24 ለካቲት 2018 ኣብ ተል ኣቪቭ ዝተገብረ ሰላማዊ ሰልፊ፣ ኣስታት ዕስራ ሽሕ ዝግመቱ እስራኤላዊያን ዝርከብዎም ዝበዝሑ ኤርትራዊያን ስደተኛታት ኣፍሪቃ ኣብ ሰላማዊ ሰልፊ ክገብሩ ኣምሲዮም፣ ነዚ ዝምልከት ካብቲ ቦታ መምህር ምሩጽ እያሱ መብርሂ ሂቡና ኣሎ፣ ኣብዚ ብምጥዋቕ ድምጺ ክትሰምዑ ትኽእሉ ኢኹም።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ሎሚ ሚሸት 24 ለካቲት 2018 ኣብ ተል ኣቪቭ ዝተገብረ ሰላማዊ ሰልፊ፣ ኣስታት ዕስራ ሽሕ ዝግመቱ እስራኤላዊያን ዝርከብዎም ዝበዝሑ ኤርትራዊያን ስደተኛታት ኣፍሪቃ ኣብ ሰላማዊ ሰልፊ ክገብሩ ኣምሲዮም፣ ነዚ ዝምልከት ካብቲ ቦታ መምህር ምሩጽ እያሱ መብርሂ ሂቡና ኣሎ፣ ኣብዚ ብምጥዋቕ ድምጺ ክትሰምዑ ትኽእሉ ኢኹም።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now