መንግስቲ እስራኤል ኣፍሪቃዊያን ሓተቲ ዑቕባ ኣብ ዉሽጢ 60 መዓልቲ ንኽወጹ ድሮ ንብዙሓት ሰባት ደብዳበ ሂብዎም ኣሎ። ነዚ ብምቅዋም ኣሻሓት ኤርትራዊያን ሱዳናዊያንን ተደናገጽቲ እስራኤላዊያንን ተጣበቕቲን ትማሊ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ተል ኣቪቭ ገይሮም ነይሮም። ነዚ ዝምልከት መምህር ብሉጽ እያሱ ካብ እስራኤል መብርሂ ህቡና ኣሎ።
Share

Published
Updated
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends

