SKIP TO MAIN CONTENT

"ካብ እስራኤል ናብ ካናዳ ክንወስደኩም ተባሂሎም ኣሻሓት ዶላር ተወሲድዎም ኣብ ጸገም ዝወደቑ ኣለዉ።" ጸጋይ ተስፋይ

Interview Tigrinya
Source: AAP (SBS)

ኣብ እስራኤል ዝነብሩ ኤርትራዊያን ስደተኛታት ግዳይ ኣጠፋፋእቲ ዝኾኑ ብዙሓት ኣለዉ። ክሳብ 40 ሽሕ ዶላር ከፊሎም ጉዳዮም ከየስለጡ ግዳይ መጠፋፋእቲ ይኾኑ ከምዘለዉ፡ ብዛዕባቶም ኣብ ጸገም ዝ ኣተዉ ዝከታተል ዘሎ ጸጋይ ተስፋይ ካብ ተል ኣቪቭ ይገልጽ።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ እስራኤል ዝነብሩ ኤርትራዊያን ስደተኛታት ግዳይ ኣጠፋፋእቲ ዝኾኑ ብዙሓት ኣለዉ። ክሳብ 40 ሽሕ ዶላር ከፊሎም ጉዳዮም ከየስለጡ ግዳይ መጠፋፋእቲ ይኾኑ ከምዘለዉ፡ ብዛዕባቶም ኣብ ጸገም ዝ ኣተዉ ዝከታተል ዘሎ ጸጋይ ተስፋይ ካብ ተል ኣቪቭ ይገልጽ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now