SKIP TO MAIN CONTENT

ምኽፋት ኤምባሲ ኣመሪካ ኣብ የሩሳሌምን ዘስዕቦ ዘሎ ህልቂትን

ISRAEL US Palestine
Palestinian protesters try to help a wounded man Source: AAP

ቤት ጽሕፈት ኤምባሲ ኣመሪካ ካብ ተልኣቪቭ ናብ የሩሳሌም ክቕየር ምስተገብረ ኣብ ዶብ እስራኤልን ቓዛን ዘሎ ግጭት በርቲዑ። ኣብቲ ናይዚ ዓመት ብዙሕ ደም ፈሲሱ ኣሎ ዝበሃል ዘሎ ዶብ ዓሰርተታት ፍልስጢኤማዊያን ብሓይሊታት ኢስራኤል ተቐቲሎም ኣለዉ። ብዘይካ’ዚ ኣስታት 3000 ፍልስጢኤማዊያን ቆሲሎም ኣለዉ።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ቤት ጽሕፈት ኤምባሲ ኣመሪካ ካብ ተልኣቪቭ ናብ የሩሳሌም ክቕየር ምስተገብረ ኣብ ዶብ እስራኤልን ቓዛን ዘሎ ግጭት በርቲዑ። ኣብቲ ናይዚ ዓመት ብዙሕ ደም ፈሲሱ ኣሎ ዝበሃል ዘሎ ዶብ ዓሰርተታት ፍልስጢኤማዊያን ብሓይሊታት ኢስራኤል ተቐቲሎም ኣለዉ። ብዘይካ’ዚ ኣስታት 3000 ፍልስጢኤማዊያን ቆሲሎም ኣለዉ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now