Source: Tigrai TV ETVጸብጻባት ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ ባይቶ ፌደሬሽን ኢትዮጵያ መረጻ ኢትዮጵያ ኮቪድ 19 ጠጠው ካብ ዘብለሉ ጊዜ ንንየው ዝቑጸር ካብ 9 ወርሒ ክሳብ 1 ዓመት ክካየድ ወሲኑ። መንግስቲ ትግራይ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ንሕብረት ኣፍሪቃን ንዝርከቡዎም ዓለማዊ ትካላት ኣብ ጉዳይ ቅልውላው ፖለቲካ ኢትዮጵያ ዝምልከት ስምዕታ ኣቕሪቡ። ኮምሽን ፖሊስ ክልል ኦሮምያ ኣክቲቢስት ጃዋር መሓመድ ኣጠንቂቑ።
ጸብጻባት ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ ባይቶ ፌደሬሽን ኢትዮጵያ መረጻ ኢትዮጵያ ኮቪድ 19 ጠጠው ካብ ዘብለሉ ጊዜ ንንየው ዝቑጸር ካብ 9 ወርሒ ክሳብ 1 ዓመት ክካየድ ወሲኑ። መንግስቲ ትግራይ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ንሕብረት ኣፍሪቃን ንዝርከቡዎም ዓለማዊ ትካላት ኣብ ጉዳይ ቅልውላው ፖለቲካ ኢትዮጵያ ዝምልከት ስምዕታ ኣቕሪቡ። ኮምሽን ፖሊስ ክልል ኦሮምያ ኣክቲቢስት ጃዋር መሓመድ ኣጠንቂቑ።