“ክንቃለስ ከለና፣ ‘ቀይሕ ባሕሪ ካብ ንግስነት ኣክሱም ኣትሒዙ ባሕሪና’ዩ’ እናበለ ህዝቢ ትግራይ ይሓተና ነይሩ’ዩ።” ደራሲ መጽሓፍ ፍቕሪ ዓሲምባ ካሕሳይ ኣብርሃ

Kahsay Abraha Source: Tsegay Kinfe
ጸሓፊ ካሕሳይ ኣብርሃ ኣማኑኤል፣ ንገድሊ ኢህኣፓ ትገልጽ ብብዙሓት ኣንበብቲ ተቐባልነትን ተፈላጥነትን ዝረኸበት ብዛዕባ መጽሓፍ ‘ፍቕሪ ዓሲምባ’ን ተጋድሎ ኢህኣፓን ምስ ሬድዮ ኤስ.ቢ.ኤስ. ዝገበሮ ዕላል።
Share



