ባህርያዊ ቀላይ ሓሸንገ07:27 Source: Million Haileselasieኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛView Podcast SeriesFollow and SubscribeApple PodcastsYouTubeSpotifyDownload (13.66MB)Download the SBS Audio appAvailable on iOS and Android ቀላይ ሓሸንገ ኣብ ትግራይ ዝርከብ ባህርያዊ ቀላይ እዩ። ዕምቆቱ ኣስታት 23 ሜትሮ ዝበጽሕ ኮይኑ ን 1500 ሄክታር መሬት ድማ ሸፊኑ ይርከብ። ኣብቲ ፍሉይ ቀላይ ከይዱ ልኡኽና ዘዋደዶ ጸብጻብ ንምስማዕ ኣብዚ ጠውቑ።ShareLatest podcast episodesቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (09 ጥቅምቲ 2025)ኤርትራዊያን ኣውስትራሊያውያን ዝርከብዎም ካልኦት ማሕበረሰባት ዲያስፖራን ዝበጽሖም ስግረዶባዊ ጭቆናን ክትትል መንግስቲ ኣውስትራሊያን፡ (ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ)ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ገበን ብዛዕባ ጅምላዊ ቅትለት ዳርፉር ኣብ ናይ ፈለማ ብይኑ ኣሕሊፉ።ኣርእስቲ፣ ድምጻዊ ገብረጻድቕ ወልደዮሃንስ እንኪዝከር፡