ኣብ ናይ ሎሚ መደብና “ጥንታዊ ግጥሚታት ትግሪኛ” ዘርእስቱ ጽሑፍ፡ ምሁር ታሪክ መምህር ሙሉወርቅ ኪዳነ ማርያም ካብ ትግራይ ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ፡ ካብ 9 ክሳብ 12 ታሕሳስ 2017 ኣብ ዝተኻየደ ዋዕላ ቋቋታት ትግራይ ዝቕረቦ ጽሑፍ’ዩ፡፣ ከም ኡውን ናይ መለስ ንጉሰ ግጥሚ ኣዝግንኒ ክቐርብዩ።
Share
LIVE, FREE and EXCLUSIVE starting June 12 2026

MuluWerK KidaneMaryam Source: Facebook
Published
By SBS Tigrinya
Source: SBS
Share this with family and friends
