Kennedy Weldemariam Source: SBS Tigrinyaምሁር ናይ ሕሳብ ማለት ኣካውንቲንግ እዩ፡ ኣብ ናይ ዕደና ኩባኒያ ብሞያኡ ብምስራሕ ተበጊሱ፡ ኣብ ስራሕ ወኪል ግብሪ (Tax agency) ንሓያለ ዓመታት ብዙሓት ሰባት ቆጺሩ ክነጥፍ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ኣብዚ እዋን ወናኒ ዓቢ ናይ ሕጽቦ ፋብሪካ፣ ከምኡውን ምስ መሻርኽቱ፡ ናይ ኮፊ ክላብን ትካል ርይል እስቴት ኤጀንሲ ወኒኑ ኣሎ። ኣቶ ከኔዲ፣ ካብ ዉህሉል ተሞክሮኡ ብምክፋል፡ ሓደ ሰብ ቢዝነስ ክጅምር እንታይ የድሊዮ? ዘጋጥሙ ጸገማትን መፍትሒኦምን ካልእ ምስኡ ዝተኣሳሰሩ ሓሳባት ኣካፊሉና ኣሎ።
ምሁር ናይ ሕሳብ ማለት ኣካውንቲንግ እዩ፡ ኣብ ናይ ዕደና ኩባኒያ ብሞያኡ ብምስራሕ ተበጊሱ፡ ኣብ ስራሕ ወኪል ግብሪ (Tax agency) ንሓያለ ዓመታት ብዙሓት ሰባት ቆጺሩ ክነጥፍ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ኣብዚ እዋን ወናኒ ዓቢ ናይ ሕጽቦ ፋብሪካ፣ ከምኡውን ምስ መሻርኽቱ፡ ናይ ኮፊ ክላብን ትካል ርይል እስቴት ኤጀንሲ ወኒኑ ኣሎ። ኣቶ ከኔዲ፣ ካብ ዉህሉል ተሞክሮኡ ብምክፋል፡ ሓደ ሰብ ቢዝነስ ክጅምር እንታይ የድሊዮ? ዘጋጥሙ ጸገማትን መፍትሒኦምን ካልእ ምስኡ ዝተኣሳሰሩ ሓሳባት ኣካፊሉና ኣሎ።