ኣብ ኬንያ ልዕሊ 80 ኣመንቲ ናይ ሓደ ሃይማኖታዊ ኣምልኾ ንኽጸድቁ ብጥምየት ሞይቶም።

Police officers stand near a cordon at the scene where police are exhuming bodies of victims of Christian cult that has led to death of dozens of followers, (AP Photo) Source: AP / Stringer/AP
ሰዓብቲ ሓደ ኬንያዊ ኣምልኾ እንተ ጠሚዮም ናብ መንግስቲ ሰማይ ክኸዱ እዮም ኢሎም ዝኣመኑ ብዝሒ ምውታት ናብ 89 ደዪቡ ። ኣብቲ እታ Good News International Church ተባሂሉ ዝፍለጥ ቤተ-ክርስትያን እተመስረተትሉ ከባቢ ፡ ኣብ ጫካ ሻካሆላ ፡ እቲ ምድላይ ሬሳታት ይቕጽል ኣሎ ።
Share